ኣብ ዝደለኹሞ ግዜ · ኣብ ዝደለኹሞ ቦታ ኮይንኹም ክትመሃርዎ እትኽእሉ
· ብዓይነቱ ኣዝዩ ብሉጽ ዝኾነ ትምህርቲ ንናይ ርሑቕ ዓወት ብሓደ ስጉምቲ ስለ ዝጅምር
· ኣብዛ ብቴክኖሎጂ ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ተጠርኒፋ ዘላ ዓለም ኣካል ናይቲ ጉባኤ ንምዃን
· ኣቀዲምና ቴክኖሎጂ እንታይ ምዃኑ ምርዳእ ኣድላዩ ስለ ዝኾነ
· ኣብ ኣርያም ኣካዳሚ ደስ ዝበለና ትምህርቲ እንዳ ተምሃርና ምስ ምዕባለ ዓለም ዉድድርና ንቐጽል
Join students from around the world learning with Ariam Academy.
Browse featured and recent courses that match your interests. Discover engaging courses — beautifully presented for any theme.
Hand‑picked courses to get you started quickly.
Fresh content added by instructors.
microsoft office word and powerpoint ብትግርኛ
እዚ ትምህርቲ እዚ እንድሕሪ ፈሊጥና ኣብ ዝኾነ ትካል ብዘይ ዝኾነ ጸገም ምስ ዝኾነ ክንሰርሕ ንኽእል ኢና
adobe photoshop ኤዲቲንግ ብትግርኛ
እዚ ቪድዮ እዚ adobe photoshop ካብ ጀማሪ ክሳብ ዝለዓለ ናይ ኤዲቲን ግራፊክ ዝተዳለወ ኣዝዩ ብሉጽ ትምህርቲ እዩ ኣብዚ ትምህርቲ እዚ ድሕሪ ምምሃርኩም ቀጥታ ናብ ስራሕ ክትኣትዉ ዘሸግረኩም የለን
adobe premiere pro ኤዲቲንግ ብትግርኛ
እዚ ቪድዮ እዚ adobe premiere pro ካብ ጀማሪ ክሳብ ዝለዓለ ናይ ኤዲቲን ግራፊክ ዝተዳለወ ኣዝዩ ብሉጽ ትምህርቲ እዩ ኣብዚ ትምህርቲ እዚ ድሕሪ ምምሃርኩም ቀጥታ ናብ ስራሕ ክትኣትዉ ዘሸግረኩም የለን
ONLINE CORUSE ኮምፒተር ብትግርኛ
እዚ ትምህርቲ እዚ በዓይነቱ ኣዝዩ ፍሉይ ዝኾነ ኣቀራርባ ዝተዳለወ ከም ምዃኑ መጠን ኣብዚ ሕጂ ግዜ ድማ እቲ ናቀዳምነት ቀዳምነት ዝኾነ ዓይነት ትምህርቲ ስለ ዝኾነ ኣብዚ ኣቲና ክንመሃር ይግባእ
Meet a few of the creators teaching on Ariam Academy.
Everything you need to stay motivated and build real, job‑ready skills.
Learn from industry‑leading professionals with years of real‑world experience.
Binge an entire course in a weekend or learn in small daily sessions—at your own pace.
Build portfolio projects and earn certificates you can share with employers and clients.
Create your free account and unlock access to a growing library of courses on Ariam Academy.